Fana: At a Speed of Life!

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣዘርባጃን “ኣላት” ኣብ ዝተብሃለ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣዘርባጃን “ኣላት” ኣብ ዝተብሃለ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ዑደት ገይሮም።

“ኣላት” ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ መንግስቲ ኣዘርባጃን ኣብ ውሽጢ ፕሮግራማት ኢኮኖሚ ሓደን ቁልፍን እንትኸውን፥ ተካኢን ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍሪያታት ብፅርየትን ስፍሓትን ዝዳለውሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ ኢኮኖሚክ ዞባ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፅቡቕ ናይ ስራሕ ከባቢ ብምፍጣር፣ እታዎት ወሲኽካ ምፍራይን ምህዞ ዝተኻተተሉ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ንወፃኢ ዕዳጋ ንክቐርቡ ዝግበረሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣዘርባጃን ሓሊፉ ሕንብርቲ ኢንቨስትመንት እዚ ቀጣና ተባሂሉ ካብ ዝፅዋዕ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ጠንካራ ተመክሮ ከምዝተረኸበ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.