Fana: At a Speed of Life!

ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካን ንምጥንኻር ዝዓለመ ሴሚናር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካን ንምጥንኻር ዝዓለመ ሴሚናር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ሴሚናር “ሓደሽቲ መነፅራት ቻይናን ኣፍሪካን ብምጉልባት መፃኢ ዕድል ማሕበረሰብ ቻይናን ኣፍሪካን ምህናፅ” ዘብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ስለዝኾነ ቻይናን ኣፍሪካን ብመንፈስ ምትሕብባር ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ሓሳባትን ኣፍሪካ ናብ ዘመናዊ ጉዕዞ አብ እትገብረሉ ከጋጥሙ ዝኽእሉ ዕንቅፋታት ንምፍታሕ ኣብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ሓሳባት ክቐርቡ ኢዮም ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ምምሕዳር መንግስቲ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ዓውዲታት ዝገብርኡ ልውውጥ ልምዲ ንምጥንኻር ከምዝሕግዝ ተገሊፁ።

ብዮናታን ዮሴፍ

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.