Fana: At a Speed of Life!

ምትሕብባርን ብሓባር ምስራሕን ፖሊስን ህዝብን ዘጠናኽር ገለልተኛ ኣማኻሪ ጉጅለ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባርን ብሓባር ምስራሕን ፖሊስን ህዝብን ዘጠናኽር ገለልተኛ ኣማኻሪ ጉጅለ ተጣይሹ።

እቲ ሃገር ለኸ ጉጅለ ካብ ኣካላት መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፖሊስ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝሰርሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ዝእክብዎ እንትኸውን፥ ምትሕብባርን ብሓባር ምስራሕን ፖሊስን ህዝብን ዘጠናኽር ኢዩ ተባሂሉ።

ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፥ እቲ ገለልተኛ ጉጅለ ብዕሊ ምጥያሹ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.