Fana: At a Speed of Life!

ምቕያር ኖት ብር ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምቕያር ሓዱሽ ኖት ብር ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ።

መንግስቲ 4 መስከረም 2013 ዓ.ም ነባር ኖታት ብር 10፣ 50ን 100 ዝትክኡ ሓደሽቲ ኖታትን ሓዱሽ ናይ 200 ኖት ብርን ዕላዊ ምግባሪ ይዝከር፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ ብነባር ኖት ብር ምትዕድዳግን ብሓዱሽ ኖት ብር ምቕያርን ዝከኣለሉ ግዘ ተቐሚጡ ኢዩ፡፡

ብመሰረት እዚ ነባር ኖት ብር ብሓዱሽ ኖት ብር ዝቕየረሉ ገደብ እዋን ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.