Fana: At a Speed of Life!

ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተገበረ ውግእ ጀጋኑ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ምፍራይ ዝተኸኣለሉ ኢዩ – ሜ/ጄኔራል ፍቃዱ ፀጋዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተገበረ ውግእ ልዑል ልምዲ ዘተረኸበሉን ጀጋኑ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ምፍራይ ዝተኸኣለሉ ከምዝነበረ ምክትል ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሜ/ጄኔራል ፍቃዱ ፀጋዬ ገሊፆም።

ሜጀር ጄኔራል ፍቃዱ፥ ፀላኢ ማዕበል ህዝቢ ኣልዒሉ ዝዓበየ መውፅኢን መእተዊን ንግዲ ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መስመር ሚሌ ንምቑራፅ ዝገበሮ ተደጋጋሚ ፈተነ ብጀጋኑ ኣባላት እቲ እዚን ተጋድሎ ክፍሊታት ሰራዊት እቲ ትካልን ከምዘይተሳኸዐ ተዛሪቦም፡፡

“ኣብቲ ግምባር ብዝተኻየደ ዓውደ ውግእ እቲ ጉጅ ካብ መጠን ንላዕሊ እናተኣማመነሎም ዝነበሩ ክፍሊታተቱ ተደምሲሶምዎ ኢዮም፤ ልዑል ቁሳዊን ሰብኣዊ በፂሑዎ ኢዩ” ምባሎም ካብ ሰራዊት ምክልኃል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.