Fana: At a Speed of Life!

ምስ ጃይካ ፕሮጀክት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝድግፍ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን(ጃይካ)  ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝድግፍ ፕሮጀክት ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ።

እቲ ፕሮጀክት ንኣርባዕተ ዓማውቲ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ መንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተግባራዊ ብምግባር ተወዳዳሪነት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ክብ ምባል ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ ደገፋት ቴክኒክ፣ ፖሊስን ህንፀት ዓቕሚን ክግበሩ ኢዮም ተባሂሉ።

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ካብ ደገፍ ገንዘብ ብተወሳኺ ደገፋት ሽግግር ፍልጠት፣ ክእለትን ቴክኖሎጂን ካብ ጃይካ ምርካብ ትፅቢት ከምዝግበር ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.