Fana: At a Speed of Life!

ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስፋሕ ወተሃደራዊ ልኡኽ እስራኤል ንጋዘ ብዝበለፀ ገሃነም ዝገብር ኢዩ ክብል ገሊፁ።

እቲ ትካል፥ ሓገዝ ንምሃብ ከኽበድ ከምዝኽእል እውን ሓቢራ።

ሰራዊት እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ጋዛ ኣብ ዘሎ ካን ዮኒስ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ኣብ ልዕሊ ሃማስን ካልኦት ጉጅለታት ዕጡቕን ከቢድ ስጉምቲ ይወስድ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ነበርቲ እታ ከተማ መረበቶም ለቒቖም ንክወፅኡ ትእዛዝ ዝተውሃበ እንትኸውን፥ ኣብ ሓደ ለይቲ እቲ ከባቢ ከቢድ ደብዳብ ከምዝተፈፀመሉ ተገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ጥራሕ 100 ዝኾና ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ናብ ጋዛ ዝኣተዋ እንትኾና፥ ብምኽንያት እቲ ኲናት ቀረብ ይተዓናቐፍ ከመዘሎ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.