Fana: At a Speed of Life!

ምስረታ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚን ፅባሕን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ፍልይቲ ወረዳን ብሓባር ዘጣይሸኦ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝካየዱ መረሃ ግብሪታት መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ክምስረት ኢዩ።

ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ 20 መስከረም ኣብ ዘካየዱዎ ህዝበ ውሳነ መሰረት ብምግባር መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ዝምስረት እንትኸውን፥ ንምስረታ መንግስቲ ካብ ሓሙሽቲኦም ዞባታትን ፍሉይ ወረዳን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕን ክፋላት ሕብረተሰብን ተረኺቦም፡፡

ካብ ፌዴራልን ክልልን ዝተዓደሙ ኣጋይሽ ኣብ ምስረታ እቲ ክልል ንምርካብ ናብ ከተማ ቦንጋ የኣትዉ ኣለዉ፡፡

ብተስፋዬ ምሬሳን ፍሬው ኣለማየሁን

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.