Fana: At a Speed of Life!

ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ምርኢት ኣየር ፀሊም ኣንበሳ ይካየድ ኣሎ።

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መዕፀዊ በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤሚሬትስ ሕብረት ዓረብን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ብሓባር ብምዃን “ፀሊም ኣንበሳ” ብዝብል ስያመ ኢዮም እቲ ምርኢት ሓይሊ ኣየር ዘካይዱ ዘለዉ።

ኣብቲ መርሐ ግብሪ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ሰራዊት ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፣ የላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ሜጀር ጀኔራል ኢብራሒም ናስር፣ ጄነራል መኮንናት፣ ኣዘዝቲ ሓይሊ ኣየር ኣፍሪካ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.