Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ እገዳ ቪዛ ከምዝቃወሙ ሴናተር ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ እገዳ ቪዛ ከምዝቃወሙ ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም።

እቶም ሴናተር፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓገዝ እንበር እገዳ ኣይግባኣን በምባል ኢዮም ኣብ ለዕሊ መንግስቶም ተቓውምኦም ዝገለፁ።

ሴናተር ጂም ኢንሆፍ፥ ኢትዮጵያ  ኣብ ውሽጣ ዘጋጠማ ጎንፂን ህውከትን ደው ንምባል ኣብ እትሰርሐሉ ዘላ እዋን ናትና ደገፍ ትጠለብ ኢያ አውን ኢሎም።

ስለዝኾነ ከምዚኦም ዝበሉ ስጉምቲታት ናብ ሰለማዊ መፍትሒ ነክንቀርብ ኣይሕግዙን ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ ፅሒፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.