Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንዞባ ጎፋ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ ዝኸውን 5 ሚሊየን ብር ለጊሱ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ነቲ ዝተገበረ ደገፍ አመስጊኖም።

ኢትዮጵያውያን እቲ ክልል ብዘላቕነት ፀገሙ ንምፍታሕ ንዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ብምድጋፍ ምትሕብባሮም ንክቕፅሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.