Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ -ከንተባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ከብላ ከንተባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ከምዘሎ ይፍለጥ።

ከንተባ ኣዳነች ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት ንዝቐረበለን ሕቶታት ኣብ ዝሃብኡ መብርሂ፥ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ኢለን።

ሰለስተ ዘበናዊ ማእኸላት ዕዳጋ ብምህናፅ፣ ሰንሰለት ዕዳጋ ብምሕፃርን ኣፍረይቲ ምስ ሸመትትቲ ብቐጥታ ብምርኻብን ዕዳጋ ናይ ምርግጋዕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ምዝራበን ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.