Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ቅሬታታትን ሓበረታታትን ዝቕበለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ቅሬታታት ዝቕበለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ምምሕዳር ከተማ ምስ ሕብረተሰብ ዘተታት እናካየደ እንትኸውን፥ ኣብ ዘተኦም ድማ ካብ ሕብረተሰብ ብዙሓት ጠቐምቲ ሓሳባትን እታወታትን ከተኣኻኽብ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡

ሕዚ እውን ሕብረተሰብ ንምድማፅ ተወሳኺ ኣማራፂት ምዝርጋሕ ኣድላዪ ስለዝኾነ፥ ዝኾነ ይኹን ሰብ ኣብ ዘለዎ ኮይኑ ሓበሬታ ክህብ ዝኽእለሎም ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ፡፡

ብመሰረት እዚ ሕብረተሰብ ዝኾነ ይኹን ቅሬታን ሓበሬታን ብናፅት ዝህበሎም መውሃቢ ቁፅሪ ስልኪታት ዕላዊ ገይሩ ኣሎ፡፡

ሓፂር ቁፅሪ – 9977 ፤ ሞባይል ስልታት 09 00640830 ፣ 09 00640789 እንትኾኑ፥ ኣድለይቲ ናይ ሰነድ ሓበሬታታት ብቴሌግራም ንምትሕሓዝን ሓፀርቲ ፅሑፋት ንምልኣኽን ቁፅሪ ስልኪ ሞባይል ቁምጥቃም ከምዝከኣል ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.