Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ዝተኸፈቱ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ )ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ዝተኸፈቱ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ምምሕዳር፥ ን3ይ እዋን ሃገር ናይ ምድሓን ፃውዒት ንሰራዊት ምክልኻል፣ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅተን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ንምግባር ዝተኸፈቱ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ዕላዊ ገይሩ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/!

መከላከያ ይደግፉ/!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.