Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ።

ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ጥራሕ ን3 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ።

ብተሳሳሊ ኣብ ኩለን ወረዳታትን ክፍላተ ከተማን መኣዲ ናይ ምእንጋድ ተግባር ይፍፀም ኣሎ።

ብተወሳኺ ኣስታት 555 ዝኾኑ ሕድሳት ዝተገበረሎም ኣባይቲ ንነበርቲ ኣተሓላሊፉ።

ብፍቅርተ ከበደ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.