Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ሽርሒ ዕዳጋ ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ዘኽእል ምርግጋእ ዕዳጋን ሽርሒ ዕዳጋን ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ።

ግብረ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር ሽርሒ ኢኮኖሚ፣ ናህሪ ዋጋን ቀረብ ዕዳጋን ኣድሂቡ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገምጊሙ።

በዚ ድማ ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣብ ቀረብ ዕዳጋን ዋጋ ዕዳጋን ዝተርኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ምስ ኣፍረይቲ ክልል፣ ምስ ማሕበራትን ባዛርን ብምትእስሳር እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ከምዝተገብረ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.