Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ቦሮና መካነ ሰላም ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ግንባር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቦሮና መካነ ሰላም ከተማ ምምሕዳር ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ግንባር ድጋፍ ገይሮም።

ምምሕዳራት ከተማ ቦራናን መካነ ሰላምን ልዕሊ 680 ሺሕ ብር ብዝግመት ዋጋ ዝተዓደጋ እንስሳት ኣብ ወሎ ግንባር ንዝርከብ  መከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም።

ኣብቲ ድጋፍ 17 ኣብዑርን 72 ጤለ በጊዕን ከምዝተበርከታ ተገሊፁ።

ብእሸቱ ወ/ሚካኤል

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.