Fana: At a Speed of Life!

ምሕዝነትን ኢንቨስትመንታትን ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት ኣድለይቲ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ኢንቨስትመንታትን ኣብ ምምዕባል ንዝርከባ ሃገራት ኣድለይቲ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷ “ዕዳ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ዘብፀሖ ከቢድ ፅዕንቶ ዝፈልጡን ቅልጡፍ ዓለም ለኸ ምንካይ ዕዳን ብምፍላጥ ሸኽሚ ንምቅላል ቆራፃት ዝኾኑ መሓዙት የድልዩ” ኢሎም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምስታፍ ሎሚ ናብ ኳታር ዶሃ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡

ሓምሻይ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ውሕመ፥ ኣብ ትሑት ብርኪ ዕቤትዝርከባ ሃገራትትኹረት ብምግባር ዝካየድ ኢዩ።

#PMAbiyDoha #LDC5 #Ethiopia

Office of the Prime Minister-Ethiopia

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.