Fana: At a Speed of Life!

ማእርነትን ሓድነትን ህዝቢ ንኽረጋገፅ ህዝቢ ትግራይ ፅኑዕ ድሌት ኣለዎ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ማእርነትን ሓድነትን ህዝቢ ንኽረጋገፅ ፅኑዕ ድሌት ከምለዎ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብራሃም በላይ ገሊፆም።

ዶክተር ኣብራሃም ኣብ መላእ ትግራይ ሓዱሽ ባህሊን ኣተሓሳስባን ፖለቲካ ንኽዕምብብ ኩሉ ትግራዋይ ናይባዕሉ ኣስተዋፅኦ ክህልዎ ከምዝግባእ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣገንዚቦም።

ዝከኣሎ ኩሉ ክገበር ከምዝግባእ ዘተሓሳሰቡ እቶም ሚኒስትር፥ ፅልኢን ፍረጃን ድርቀት ሓሳብ ዘጋጠሞም ፈራሓት ዘሰጉሙዎ ኣካይዳ ኢዩ ክብሉ እውን ገሊፆም።

ከምዚ ዓይነት ናይ ፅልኢን ፍረጃን ኣካይዳ ምስ ዝፈጠረ ኣካል ሓቢርካ ምንባር ክኽምበት ከምዝግባእ እውን ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.