Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ንፈለማ እዋን ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ።

ቁፅሪ እቶም ተመረቕቲ 34 እንትኸውን፥ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ቻይና ስልጠነኦም ክከታተሉ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ።

ሚኒስትር መጓዓዚያ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም፥ እቶም ተመረቕቲ ናብ ስራሕ እንትኣትዉ ንህዝቦም ብተኣማንነት ከምዘገልግሉ እምነተን ምዃኑ ተዛሪበን።

ኣብቲ ዓውዲ ሽግግር ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ንምትግባር ይስራሕ ከምዘሎ እውን ሓቢረን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.