Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ቀረበረ መረገረቢ ብሓገዝ ኣበርኪቱ።

ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘስዓቦ ፅዕንቶ ንፀገም ዝተቓልዑ ካብ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ከተማ፣ ቂርቆስን ልደታን ዝተውፃእፅኡ 1 ሺሕን 500 ወገናት ዝተገበረ ሓገዝ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ሕሩጭን ዘይቲ ብልዒን ምዃኑ፥ ካብ ማሕበር ቅይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.