Fana: At a Speed of Life!

ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን – ኣምባሳደር ሂሩት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን ክብላ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓን ቤልጂየምን ሂሩት ዘመነ ፃውዒት ኣቕሪበን።

ኢትዮጵያ Xትገብሮ ፃዕሪ ሰላም ልዕሊ ዓቕማ ከምዘይኮነን ካብ ምድጋፍ ወፃኢ ዘሎ ማሕበረሰብ ዓለም ኢድ ኣታውነቱ ከምዘይደሊ ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ገሊፀን።

ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያውያን ፃዕሪ ሰላም ኣብ ዝገብርሉ ሓሳብ ብምውሳኽ ጥራሕ ክድግፉ ይኽእሉ እዮም።

ካብዚ ብዝሓለፈ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰላምን ደሕንነትን ዜጋታቱ ናይ ምሕላው ሕገ- መንግስታዊ ስልጣን ከምዘለዎ ክግንዘብ ይግባእ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.