Fana: At a Speed of Life!

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 40 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 40 ሚሊየን ብር ገይሩ።

ኣቦ መንበር  ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ሼይኽ መሓመድ ሁሴን ዓሊ ኣል-ኣሙዲን ኣብ ቦሮና ብዘጋጠመ ደርቂ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቲ ደገፍ ንምግባር ብምውሳኖም እቲ ሓገዝ ከምዝተገበረ አውን ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ጀማል ኣህመድ ብምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣቢሎም 10 ሚሊየን ብር፣ ብማሕበረሰብ ነግዲ ኦሮሚያ ድማ 30 ሚሊየን ብር በድምሩ 40 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.