Fana: At a Speed of Life!

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ብምኽኒያት ድርቂ ኣብ ቦሮናን ዞባ ምብራቕ ጎጂን ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ደገፍ ምግቢ እንስሳትን ሽሩጭን ኢዩ ተባሂሉ።

ነቲ ደገፍ ኣበገዳታትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ብምርካብ ተቐቢለምዎ። ብቆንጂት ዘውዴ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.