Fana: At a Speed of Life!

ሚዛን ቴፒ ዩኒቨርሲቲ 1 ሺሕን 38 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዛን ቴፒ ዩኒቨርሲቲ ንመበል 13 ጊዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 38 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።

እቶም ተመረቕቲ ብኢንጂነሪንግ ቴክኖሎጂ፣ ተፈጥሮን ቀመርን ሳይንስ ኮሌጃትን ብኢንፎርማቲክስ ትምህርትን ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብሃበነዮም ሲሳይ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.