Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ምግቢ ዓለምን ኣብ ዞባ ቦረና ዕደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ምግቢ ዓለምን ኣብ ዞባ ቦረና ዕደት የካይዱ ኣለዉ።

እቶም ጉጅለ ልኡኻት ኣብ ዑደቶም፥ ኣብቲ ዞባ ዘጋጠመ ድርቂ ዘስዐቦ ጉድኣት ከምዝዕዘቡ ተገሊፁ።

ኣብ ዞባ ቦረና ተኸታታሊ እዋናት ዝናብ ብዘይምዝናቡ ዘጋጠመ ድርቂ ቁፅሩ ልዑል ዝኾነ ነባሪ እቲ ዞባ ንሕፅረት ምግቢ ዝተቓለዐ እንትኸውን፥ ኣብ ልዕሊ ሃፍቲ እንስሳት እውን ዕዙዝ ጉድኣት ኣብፂሑ ኢዩ።

ብኣፈወርቅ እያዩን ታሪኩ ለገሰን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.