Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ሎሚ ወጋሕታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡

እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ስራሕ መንግስቲ ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.