Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ኣምባሳደር ማህሙድ ታቢት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡

ማህሙድ ታቢት ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝጅምር ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ-ታንዛኒያ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡

እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

ሓበራዊ ኣኼባ ሚኒስትራት ኢትዮ-ታንዛኒያ ክልተኣዊ ርክብን ምትሕብባርን እተን ሃገራት ንምጥንኻር ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት እውን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.