Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዕደና ምልዛቦም ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኩባኒያታት ሱዑዲ ኣብ ኢንቨስትመንት ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ንምግባር ኩነታት ንምጥዕዓም ምርድደኦም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.