Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ መሓመድ ኣርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
 
እቶም ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርትኳን ኣያኖ ኣቀባብላ ገይረናሎም።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ከጠናኽሩ ኣብ ዝኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከካይዱ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.