Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትራት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 35 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 40 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።

ሎሚ መዓልቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣምባሳሳደር ራምታን ላማምራ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ዋና ሹም ጉዳያት ካቢኔ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምህረተኣብ ሙሉጌታ ኣቀባብላ ከምዝገበርሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.