Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትራት ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓሊፎም።

ሚኒትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና፣ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ኣይተ ኣደም ፋራህ ምክትል ፕሬዚዳንታት እቲ ፓርቲ ኮይኖም ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን፡፡

ሚኒትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ኣብ መልእኽን፥ ንተመረፅቲ ሰናይ ትምኒተን ገሊፀን፡፡

ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ድማ፥ “ኣባላትን ኣመራርሓታትን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ጎንኹም ብምዃን ሃገርና ዘለዋ ተስፋ ብዝበለፀ ነለምልመሉ፣ ዘጋጠሙ ማሕለኻታት ነወግደሉ፣ ንዝለዓለ ዓወት ንለዓዓለሉ ምዕራፍ ከምዝኾ ትምኒተይ ኢዩ” ኢለን።

እተን ሚኒሰስትራት ሰናይ ዘበን ስራሕ ንኽኾነሎም ተመኒየን፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.