Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ትልሚ ቀፀልቲ 100 መዓልታት ትካላት መንግስቲ ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ትልሚ ቀፀልቲ 100 መዓልታት ትካላት መንግስቲ ዘተ ኣካይዱ።

እቲ ቤት ዕዮ ዘካየዶ ዘተ፥ ፅርየት፣ ውፅኢታውነትን ምትሕብባርን ትልሚ ትካላት ንክህሉ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ትልሚ ብብርኪ ፌዴራል ዘለዉ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 100 መዓልታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ክእረሙ ዘለዎም ጉዳያት ንክፈልዩ ከምኡውን ንክውሰኽ ኣፅንኦት ዝሃብሉ ጉዳያት ንምክታት ዝተተለመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ጥሩማር ኣባተ፥ ኣፈፃፅማ እቲ ትልሚ ዕውት ንክኸወን ከምዚ ዓይነት ዘተ ረብሓ ኣለዎ ክብላ ኣብቲ መድረኽ ገሊፀን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.