Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 112 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 112 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም።

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ እቲ ደገፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሉዊጂ ኣረኪበን።

110 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ዝተውሃበ አንትኸውን፥ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ድማ ብዓይነት ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ዶክተር ሊያ፥ ንክብሪን ሉእላውነትን ኢትዮጵያ ንዝዋደቑ ኣባላት ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኩሉ መዳይ ደገፍ ንምግባር ድልዋት ኢና ኢለን።

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ልዕሊ 118 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ደገፍ ከምዝተገበረ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.