Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣቐባሊ ቃል መኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ በዝዓባ ዘሎ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ መብርሂ ሂቦም።

እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ንማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራትን ኢዮም ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትጵያ መብርሂ ሂቦም ዘለዉ።

ኣብቲ ዝሃቡዎ መብርሂ ድማ ዝተፈላለዩ ሕቶታት ቀሪቦም መልሲ ከምዝተውሃቦም እቲ ሚኒስተር ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.