Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ወፍሪ “የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት” ተሓዊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ናብ ወፍሪ “የነጩ ፓስታ ጎርፍ ወደ ነጩ ቤተመንግስት” ተሓዊሶም

መንግስቲ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ነባራዊ ኩነታት፣ ሉእላውነትን ውሽጣዊ ምምሕዳርን ብዘኽብርን ታሪኸዊን ቀፃሊ ርክብን ክልቲአን ሃገራት ብዘየገናዘበን ኩነታት ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ፅዕንቶ ንምቁዋም ናብቲ ወፍሪ ከምዝተሓወሱ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.