Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ነዳዲን መዓድንን ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ካብቲ ዓውዲ ልዕሊ 17 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ነዳዲን መዓድንን ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ካብቲ ዓውዲ ልዕሊ 17 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ነዚ ዝበላ ካብቲ ቤት ዕዮ፣ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን መዳርግቲ ትካላት ብምዃን ናይ ሸውዓተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኣብ ዝግምግመሉ ዘሎ እዋን ኢዩ።

ብመሰረት ዝተገበረ ትካላዊ ሪፎርም ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ሚኒስቴር ዲኢታ እቲ ቤት ዕዮ ወይዘሮ ስመኝ ተዛሪበን።

መንግስቲ ነቲ ዓውዲ ልዑል ትኹረት ዝሃቦ ከምዝኾነ እውን ሓቢረን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.