Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ትምህርቲ ናብ ዩንቨርስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ ሕሪየኦም ክሳብ 13 መጋቢት ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ናብ ዩንቨርስቲ መንግስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ ሕሪየኦም ክሳብ 13 መጋቢት ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ።

ኣብ 2013 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ቅድመ ሐዚ ሕሪያ ትካልንን ዓውደ ትምህርቲን ምክያዶም እቲ ሚኒስቴር ኣዘኻኺሩ።

ኣብ ቀረባ እዋን ምደባ ስለዝግበር ዘድሊ መረዳእታታት ንከመዓራርዩ ድማ ሓቲቱ።

ነዚ እውን ክሳብ 13 መጋቢት 2014 ዓ.ም ብ Portal.neaea.gov.et ብምጥቃም ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ።

ብምኽኒያት ጥዕናን ዝተፈላለዩ ጉዳያትን ምደባ ብፍሉይ ኩነታት ነክረአየሎም ዝደሊዩ ተምሃሮ ሓበሬተኦም ክሳብ 11 መጋቢት 2014 ዓ.ም ብhttps://student.ethernet.edu.et/ ብምጥቃም ንክልእኹ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.