Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ዘሰልጠኖም ወለንታዊያን ኣመሪቑ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 30፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኣርባዕተ ዩንቨርስቲታት ዘሰልጠኖም ወለንታዊያን ኣመሪቑ።

ኣብተን ትካላት ዝሰልጠኑ 6 ሽሕን 714 ብሄራዊ ወለንታውያ መናእሰይ  ሎሚ መዓልቲ ከምዝተመረቑ ተገሊፁ።

ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ፥ ንኢትዮጵያ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ንምንባር፣ መናእሰይ ሃገሮም ንክፈልጡ ኣብ ምግባርን ባዕሎም ንባዕሎም ነክቀራረቡ ኣብ ምግባርን እቲ ሰልጠና ኣድላዪ እዩ ኢሎም።

ንኢትዮጵያ ኣብ ፅኑዕ መሰረት ንምህናፅ መናእሰይ ሃገሮም ንክፈልጡ ምግባርን፤ ነንባዕሎም ድማ  ምቅርራብን ኣድላዪ እዩ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ሓቢሮም፡፡

ስለዝኾነ መናእሰይ ብመሰረት ዝወሰድዎ ሰልጠና ሃገሮም ንከገልግሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.