Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ኣብ ዘሳልጦም ትልሚ ተግባራት ኣድሂቡ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ብሓባር ኮይኖም ኣብ ዘሳልጦም ትልሚ ተግባራት ኣድሂቡ ተዛቲዩ።

ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ሰላማዊ ዝኾነ ሲቪል ሰራሕተኛ ብምህናፅ ንሕብረተሰበብ ከገልግል ዝኽእልን ዜጋታቱ ናይ ምህናፅ ዓቕሚ ዘለዎ ሰራሕተኛ መንግስቲ ንምፍጣር ምስቲ ትካል ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ኮይኑ ከምዝተረኸበ ገሊፀን፡፡

ኣብ ሰበኽሳግምን ፍሉይ ሓገዝ ዘድሊዮምን ከባቢታት፤ ሓይሊ ሰብ ምምላእን ክትትል ምግባርን፣ ብተሳተፍቲ ብሄራዊ ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ወለንታውያን ሓገዝን ክትትልን፣ ንህዝቢ ኣገልግሎት ዝህቡ ትካላት ስራሕቲ ህንፀት ሰላም ምስላጥ ዝብሉ ጉዳያት ኣብ ሓበራዊ ትልሚ ክልቲኦም ትካላት ተኻቲቱ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.