Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ምክልኻል ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

አዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 21፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ነናውቲን ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ዘረከቡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ÷ በቲ ሓደጋ ወገናት ንምትራፍ ክብሉ መስዋእትነት ዝኸፈሉ ስለዝኾኑ ምስ ልኡኽቶ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝመሳደል ኣብሪሆም።

“በቲ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት 6 ሚሊየን 305 ሺሕን ብር ሓገዝ ኣምፂእና” ኢሎም።

ብታሪኩ ለገሰ፣ መለሰ ታደለን ማቱሳላ ማቲዎስን

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.