ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ካብ 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ።
ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ እቲ ሚኒስቴር ንኣፈፃፅማ ‘’ግዳጅ’’ ክፍሊ ተዋጋኢ ተወሰኽቲ ዓቕሚ ዝኾና ተሽከርከርቲ ንእዚታትን ክፍሊታትን ኣረኪቡ።
ሓላፊ እቲ መምርሒ ሌተናል ጀኔራል ዓብዱራህማን እስማኤል÷ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ንድሕንነት ንብረት ግቡእ ጠመተ ንክህቡ ኣተሓሳሲቦም።
ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብዙሓት ታርጋታት ካብ ኣፍልጦ እቲ ትካል ወፃእ ኣባ ካልኦት ኢድ ምርካቡ ንዘይሕጋዊ ተግባር ንክይውዕሉ ተሓሳቢ ተገይሩ እቲ ታርጋ ከምዝተቐየረ ኣፍሊጦም።
ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ናብ ኩለን ተሽከርከርቲ እቲ ትካል ከምዝባፃሕ ድማ ተዛሪቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።