Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ምክልኃል ቻይና ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ ንሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ቻይና ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ ዝኸውን 200 ሺሕ ዶዝ ሲኖቫክስ ንሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ን150 ሺሕ ሰባት ሙሉእ ክታበት ንመሃብ ዘኽእል ከምዝኾነ ተወካሊ ሓላፊ መምርሒ ምምዕባል ጥዕናን ምክልኻል ሕማማትን ሰራዊት ምክልኻል ኮሎኔል ዶክተር ኣለሙ ትኬ ኣብቲ ርኽክብ እዋን ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.