Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ።

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂር ሀብታሙ ኢተፋ ነቲ ድጋፍ ናብ ጅግጅጋ ኣረኪቦም።

እቲ ዘጋጠመ ድርቂ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፀሐ እውን ተዛሪቦም።

እቲ ሚኒስቴር ነቲ ዘጋጠመ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ብዙሓት ፕሮጀክቲታት ማይ ናብ ስራሕ ከምዘእቲ ተዛሪቦም።

ብፈቲያ አብደላ ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.