Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር መዓድን ካብ ወፃ ዝኣትዉ ፍርያታት መዓድን ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ካብ ውሕመ ሓገዝ ቴክኒክ ንምርካብ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ምስ ተወካሊት ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኦሬሊያ ፒ ካላብሮ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት መዓድን ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ሓገዝ ቴክኒክ ንምርካብንኣብ ህንፀት ዓቕሚ ብሓባር ንምስራሕን ከምዝተስማዕምዑ እቶም ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ገሊፆም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.