Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘህንፆም ፕሮጀክትታት መስኖ ምስ ዝሰርሑ ተቛረፅቲን ኣማኸርቲ ትካላትን ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከቲሙ።

ሚኒስትር ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ፕሮጀክትታት ብፅርየት፣ ስልጠትን ኣብ ዝሓፀረ እዋንን ምዝዛም ዘኽእል ስምምዕነት ኢዩ ኢሎም።

ካብ 21 ፕሮጀክትታት ልምዓት መስኖ እቶም 12 ኣብ ቀዳማይ ዙር ንምህናፅ ዘኽእል ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.