Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ምስ “ፓወር ፎር ኦል ” ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ቴክኒክን ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚን ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ምስ “ፓወር ፎር ኦል ” ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ቴክኒክን ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚን ተፈራሪሙ።

በቲ ሚኒስቴርን ፋውንዴሽን ኣይ ኬ ኢ ኤን ፋይናንስ ዝግበር “ፓወር ፎር ኦል “÷ ሓዱሽ ፕሮጀክት ንምጅማር ስነ-ስርዓት ምንባር ክታም ሰነድ ስምምዕነትን ምጅማር ፕሮጀክት ሓገዝ ቴክኒክን ህንፀት ዓቕሚን ተኻይዱ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.