Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሃገር ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፣  15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሃገር ምክልኻል ሃገር 230 ሚሊየን ብር ዝፅጋዕ ገንዘብ ድጋፍ ገይረን።

ናይ ሃገር ህልውና ንምቕፃል ደምን ዓፅምን እናገበረ ዘሎ ሰራዊት ደጀን ብምዃን ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ተፀዋዕቲ ትካላትን ናይ ሓደ ወርሒ መሃያ ደመወዞም  16 ነጥብ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሮም።

ብተወሳኺ ካብተን ትካላት ዝተፈላለዩ ወፃኢታት ተቐኒሱ 213 ነጥብ 4 ሚሊየን ብር ብድምሩ 229 ነጥብ 9 ሚሊይን ብር ድጋፍ ተገይሩ።

ካብዚ ሓሊፉ ሓደ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ክልተ ናይ ቦሮ ሓለፍቲን ሓሙሽተ ሽፎራትን ኣብ ግምባር ብምኻድ ድጋፍ ይህቡ ኣለዉ ተባሂሉ።

እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ነቲ ሰራዊት ዝገብሮ ድጋፍ ተጠናኺሩ ከመዝቕፅል መግላፁ ኢብኮ ዘጊቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.