Fana: At a Speed of Life!

ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ተሸላሚ ልዑል መዓርግ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ፅሬት ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ንሻምናይ ግዘ ኣብ ዘካየዶ ውድድር ሚኒሰስቴር ትራንስፖርት ተሸላሚ ልዑል መዓርግ ኮይኑ።

እቲ ሚኒስትር 80 ነጥቢ 8 ብምምፃእ ኢየ ተሸላሚ ልዑል ናእዳን ወረቐት ምስክርን ክኸውን ክኢሉ ዘሎ ።

እቲ ሽልማት ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ዕውዲ ትራንስፖርት ንዝተረኸበ ኩለመዳይ ለውጢ ኣፍልጦ ንመሃብ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.