Fana: At a Speed of Life!

 “ሚሊየን ፈተናታት፤ ሚሊየን ዕድላት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን  “ሚሊየን ፈተናታት፤ ሚሊየን ዕድላት” ብዝብል መሪሕ ቃል ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ የሳለጥ ኣሎ።

ዓለም ለኸ ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕልኡ ኣብ ፐብሊክ ኢንተርፕርነርሺፕን ዲጂታል ኢንተርፕርነርሺፕን ጠሚቱ ዘተ ኣካይዱ።

ኣብቲ ራብዓይ መዓልቱ ዝገበረ መድረኽ ሰሙነ ኢንተርፕርነርሺፕ፥ ውድድር ቴክኖሎጂ፣ ጀመርቲ ኢንተርፕራይዛት፣ ዓውደ ርእይን ልውውጥ ልምዲን፣ ኣወሃህባ ትምህርቲ ሙያን ቴክኒክን ዩንቨርስቲን ካልኦት መርሃ ግብሪታትን ይካየዱ ኣለዉ።

ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ እወንታዊ ኣሰራርሓታት ንምጉልባትን ማሕልኻ ዝኾኑ ንምልዋጥን ብዛዕባ ፐብሊክ አንተርፕርነርሺፕ ምዝታይ ጠቓሚ ኢዩ ኢሎም።

ብመራኦል ከድር

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.